1. ኵሉኹም ኣህዛብንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ፣ ኵሉኹም ህዝብታትወድስዎ

2. ጸጋኡ ኣባና ዓብዪ እዩ እሞ፣ ሓቂ እግዚኣብሄር ድማ ንዘለኣለም ይነብር እዩ። ሃሌሉያ