Released year:
2017
Background vocals:
ፓስተር ዮናታን ኣብርሃም፣ ፊሊሞን መሰል፣ ሄኖክ ኣዲስ፣ ኢሳቕ ኣብራሃም፣ ሰለሙን፣ ሰምሃር ብጹኣምላክ፣ ሚቲ ኣበራ
Musician:
ኣማኑኤል ፍቃዱ፣ ጫላ ለገሰ፣ መስፍን ደንሳ፣ ሚኪ ጌታቸው፣ ኤልያስ (ኤልቶ)
Composer:
ናትናኤል በፍቃዱ (ናቲ) Digital Studio
Note:
ብመጀመርታ ነቲ ዝሓረየኒ ንስሙ ክዝምር ድማ ዕድል ዝሃነኒ እግዚኣብሄር ኣምላኽ አመስግኖ። ብምቕጻል እዛ ሲዲ ተሓቲማ ኣብ እዝኒ ሰማዕቲ ንኽትበጽሕ ብኹሉ ዝደልዮ ዘበለ ዝሓገዙኒ ዘፍቅሮም ኣሕዋት ፓስተር ዮናታን ኣብርሃም ምስ በዓልቲ ቤቱ ሶስና ሳሙኤልን ከመስግኖም እፈቱ። ከምኡ ድማ ብጸሎትን፡ ብምኽርን፡ ብገንዘብን ዝሓገዙኒ ኣሕዋት አመስግኖም። ኣብ መወዳእታ ድማ ነታ ዘገልግላን ዝግልገለላን ብስራት ናዛሪን ቤተክርስትያን ኢንዲያናፖሊስ ከምኡ'ውን ፓስተር ዶ/ር ርስቶም ገ/ሚካኤል ካብ ልበይ ከመስግኖም እፈቱ። ኣምላኽ ይባርኽኩም።