ኪዱ

Posted on 2012-03-25 · 1081 · 0 · 1

5 resources uploaded

መታን ናብተን መጓሰ ሓዊሰ
ፍቕረይ ክምጥወለን
ከውግዐን እቲ ዝተኸፍለለን
ጥሪተይ ክገብረን
አየ'ወ ክንደኮን ምጠዓመን
አብ ዙርያ ተን
አቐዲመን ዝመረጻ ጓሳይኤን
ዘይከምቲ በዓል ዓስቢ
ብድሕሪት ዝኹብኩበን
ቀቅድሚኤን የ ዝሓልፍ
ናብ ዝዓርፋሉ ማይ ክመርሐን
እምበአር ደቀየ
ኪዱ ናብተን ዝጠፍአ
መሊሰን ከይጠፍአ
ድለይወን።

1 comments

Wow very nice poem may God bless you Solomon Tewolde!
Other Poem