መጽሔት ትምህርቲ ሰንበት፡ ሓምለ-ነሓሰ 2023

Posted on 2023-06-22 · 398 · 34 · 0 · 0

17 resources uploaded

እዛ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ዝሓዘት ኮይና ሰሙናዊ ትሕዝቶኣ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

ሓምለ 2 ምውራድ ማና ...3
ሓምለ 9 ዓሰርተ ትእዛዛት ...7
ሓምለ 16 ብወርቂ እተሰርሐ ምራኽ ...12
ሓምለ 23 ማሕደር ድንኳን ምርኻብ...17
ሓምለ 30 ናዳብን ኣቢሁን

ነሓሰ 6 ጒዕዞ ናብ ከነኣን...22
ነሓሰ 13 ጸብጻብ ናይቶም ሰለይቲ...27
ነሓሰ 20 ተመን ኣስራዚ...32
ነሓሰ 27 ሓድሽ ናብራ ኣብ ከነኣን ...37

0 comments
Other Bible_study