መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ

Posted on 2011-12-28 · 5804 · 144 · 2 · 12

122 resources uploaded

ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ተኣሲሩ ፍርዱ አንዳተጸበየ ከሎ ሓያሎ መልእኽትታት ጽሒፉ እዩ። ኣብዚ ኩነታት እንከሎ ዝጸሓፈን መልእኽትታቱ ብመምሃራን መጽሓፍ ቕዱስ ፡ መልእኽቲ ቤትማእሰርቲ፡ ተባሂለን ይጥቀሳ። ንሳተን ድማ፡ መልእኽቲ ናብ ሰብ ኣፌሶን፡ ናብ ሰብ ፊሊጲ፡ ናብ ሰብ ቆሎሴን ናብ ፊልሞናን እየን።

ፊሊጲ ሓንቲ ካብተን ህቡባት ከተማ ሮማውያን ኣብ ግዝኣት መቄዶንያ እትርከብ ክትከውን ከላ ጳውሎስ ነቶም ኣብኣ ዝቅመጡ ኣመንቲ አዩ ነዛ መልእኽቲ እዚኣ ዝጽሓፋ።

እዛ ማሕበር እዚኣ ጳውሎስ ምስቶም ምዓይይቱ ኮይኑ ኣብ መበል ካልኣይ ጉዕዙኡ እዩ መስሪትዋ። ኣብ ሳልሳይ ጉዕዙኡ ውን በጺሕዎም ኔሩ እዩ።

ብተወሳኺ እዞም ሰብ ፊሊጲ ብኤጳፍራዲጦስ ጌሮም ንጳውሎስ ኣብ ቤትማእሰርቲ ከሎ ህያብ ልኢኾምሉ ኔሮም። ንዕኡ ድማ ኣብ ደብዳቤ መልሲ ክእበሉ ከሎ ንዕዘብ።

12 comments

· 2021-06-05
ንመጀመርያ ግዝየ ናብዚ ወብሳይት መጺአ ኣዝዩ ሃብታም ዝኾነ መንፈሳዊ መውከሲ ኮይኑ ረኪበዮ፣ ጎይታ የሱስ አብዚሑ ይባርኽኩም!!!

amlak yweska sleti xaetka dma nemesgneka amlak yemrona nabti zinbeb zelo keneklbo yhabena, lbna nab mstial ymleso

· 2014-04-10
kulu ayreayn alo brukat

· 2014-04-10
selam amlak ybzhalkum

እዚ ዌብሳይት ደስ ዘብል'ዩ። ኣምላኽ ይባርኩም

ጎይታ ይባርኹም ብሩኻት አሕዋት፡

እዚ ዌብሳይት ደስ ዘብል'ዩ፡ የከንየለይ። ኣምላኽ ይባርኩም

· 2012-04-05
የቀንየለይ ተባረክ ኣቤል!!!

@Saliem ነቲ Download ዝብል ምስ ጠወቕኪ፡ ኣብ ሓዲሽ window ናይቲ ትምህርቲ ዋና ገጽ ክትርእዮ ኢኺ፡ ናብ ታሕቲ scroll ምስ ገበርኪ ነቲ ሙሉእ ትምሕርቲ ከተንብብዮ ትኽእሊ ኢኺ።

· 2012-03-27
ነታ Download ትብል ምስ ጠወቅኩ እቲ አርእስቲ ጥራይ እዩ ዝረአይ ዘሎ ክከፍቶ እንታይ ክገብር አለኒ? ተባረኩ!!

ሰላም ንዓኻ ዮናስ፡ እዛ መጽናዕቲ ፊሊጲ ብምልእታ እያ፡ ነታ አብ ትሕቲ አርእስቲ ዘላ Download ትብል ጠዊቕካ ብPDF ክትረኽቦ ኢኻ። ጎይታ ይባርኽካ።

· 2012-01-03
Is the whole study book available? If yes where?
Other Bible_study