መጽሔት ትምህርቲ ሰንበት፡ ጥሪ-ለካቲት 2024

Posted on 2023-12-20 · 309 · 0 · 0 · 1

17 resources uploaded

እዛ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ወርሒ ጥሪን ለካቲትን ዝሓዘት ኮይና ሰሙናዊ ትሕዝቶኣ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

ጥሪ 7 ሓድሽ ህይወት ብክርስቶስ...3
ጥሪ 12 ብዙሓት ድሓኑ...8
ጥሪ 19 እቲ ልሙስ ሰብኣይ...13
ጥሪ 26 ትብዕት ጴጥሮስን ዮሃንስን...18

ለካቲት 3 ብሓቅን ብሓሶትን ምሃብ...23
ለካቲት 10 መዓሱ ቤት ማእሰርቲ ተኸፍተ...28
ለካቲት 17 ቀዳማይ ካብ ሰማእታት...33
ለካቲት 24 ምዝርጋሕ ናይቶም ደቀ መዛሙርቲ...37

1 comments

ሰላም ኣምላክ ንዓኩም፡ ኣጠቓቕማ ናይዚ ሰሙናዊ ከመይ እዩ ክርድኣኒ ኣይክኣለን፡ እሞ ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ ተባረኩ
Other Bible_study