1. ንሱ ቐደደኬጥዕየና ኸኣ እዩ፡ ንሱ ወቕዔ፡ ኪዝንነና ድማ እዩ እሞ፡ ንዑናይ ናይ ናብ እግዚኣብሄር ንመለስ

2. ድሕሪ ኽልተ መዓልቲ ህያዋን ኪገብረና እዩ፣ ብሳልሳይቲ መዓልቲ ኸኣ ደው ኬብለና ኣዩ። ኣብ ቅድሚኡውን ብህይወት ክንነብር ኢና።

3. ንእግዚኣብሄር ንፍለጦክንፈልጦ ድማ ንስዐቦምውጻኡ ኸም ወጋሕታ ርግጽ እዩ፣ ንሱ ኸም ዝናም፣ ከምቲ ንምድሪ ዜጥልል ዝናም ጽብሓት ናባና ኺመጽእ እዩ።

4. ኤፍሬም፣ እንታይ ክገብረካ እየ፡ ዎ ይሁዳ፣ እንታይ ክገብረካ እየ፡ ሰናይኩም ከም ደበና ብጊሓት፣ ከምቲ ኣንጊሁ ዘተፍእ ኣውሊ እዩ።

5. ስለዚ ብነብያት ቈረጽክዎምብቓል ኣፈይ ቀተልክዎምፍርደይ ድማ ከም ብርሃን ይወጽእ

6. ኣነስ ምሕረት እየ ዝፈቱመስዋእቲ ኣይኰነን፣ ካብ ዚሐርር መስዋእቲ ድማ ፍልጠት ኣምላኽ እፈቱ።

7. ንሳቶም ግና ከም ኣዳም ኪዳን ኣፍረሱ፣ በዚውን ተለሙኒ

8. ጊልዓድ ብደም እተዐለሰት ከተማ ኣበሰኛታት እያ።

9. ከምቲ ኸተርቲ ንሰብ ዜድብዩሉ፡ ከምኡ ድማ እቶም ኣኼባ ካህናት ኣብ መገዲ ሴኬም ይቐትሉ፡ እወ፡ ሕሰም ይገብሩ

10. ኣብ ቤት እስራኤል ዜስክህ ነገር ርኤኹምንዝርና ኤፍሬም ኣብኡ እዩ፣ እስራኤል ከኣ ረኸሰ

11. ንምርኮ ህዝበይ ምስ መለስክዎ፣ ኣታ ይሁዳ፣ ንኣካ ድማ ቀውዒ ተዳልዩልካ አሎ።