Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

10 bible verses about

snow


ኢሳይያስ 1:18 | 26 Helpful votes

ሽዑ ምጹ እሞ ንሓድሕድና ንማጐትይብል እግዚኣብሄርሓጢኣትኩም ከም ጁዂ እኳ እንተ ቔሔ፡ ከም በረድ ኪጽዕዱ፡ ከም ዝዋውዕ እኳ እንተ ቔሔ፡ ከም ጻዕዳ ጸምሪ ኪኸውን እዩ።

Translation | Context
ማቴዎስ 28:3 | 11 Helpful votes

ትርኢቱ ኸም በርቂክዳኑ ድማ ጻዕዳ ኸም በረድ እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 51:7 | 10 Helpful votes

ምእንቲ ኽጸርስ፣ ብስምዕዛ ኣጽርየኒ፣ ካብ በረድ ክጽዕዱሕጸበኒ

Translation | Context
መዝሙር 68:14 | 8 Helpful votes

እቲ ዅሉ ዚኽእል ንነገስታት ምስ በተኖም፣ ኣብ ሰልሞን በረድ ዘነመ።

Translation | Context
መዝሙር 147:16-17 | 7 Helpful votes

ንበረድ ከም ጸምሪ ይህብንኣስሓይታ ኸም ሓመዅስቲ ይብትኖንበረዱ ኸም ርፍራፍ ይድርብዮ፣ ኣብ ቅድሚ ቚሩኸ መን ይቐውም

Translation | Context
ዳንኤል 7:9 | 7 Helpful votes

ኣነ ዝፋናት ክሳዕ ዚንበሮ እጥምት ነበርኩ፣ ሓደ ጥንታዊ ዝመዓልቱ ድማ ተቐመጠክዳውንቱ ጻዕዳ ከም በረድጸጕሪ ርእሱ ኸኣ ከም ጽሩይ ጸምሪ እዩ። ዝፋን ሃልሃልታ ሓዊመንኰራዅሩ ድማ ጕሁር ሓዊ እዩ።

Translation | Context
ራእይ 1:14 | 6 Helpful votes

ርእሱን ጸጕሩን ጻዕዳ ኸም ጸምሪ ጻዕዳውን ከም ኣስሓይታ እዩ፡ ኣዒንቱውን ከም ሃልሃልታ ሓዊ እየን

Translation | Context
ኢሳይያስ 55:10 | 6 Helpful votes

ዝናምን ውርጭን ካብ ሰማይ ከም ዚወርድ እሞ ንምድሪ ኸይስተዮ፡ ከም ዜፍርን ከም ዜብቊልን ከኣ ከይገበሮ፡ ዘርኢ ንዘርኢምግቢ ንተቐላቢ ድማ ከይሀቦ፡ ንድሕሪት ከም ዘይምለስ

Translation | Context
ዘሁልቍ 12:10 | 5 Helpful votes

እቲ ደበና ኸኣ ናብ ልዕሊ ድንኳን ኣግለሰ፡ እንሆ ኸኣ፡ ሚርያም ለምጻም ኰነትከም በረድ ጻዕደወትኣሮን ድማ ናብ ሚርያም ግልጽ በለ፡ እነሆ ኸኣ ለምጻም ኰይና ነበረት።

Translation | Context
እዮብ 37:6 | 3 Helpful votes

ንውርዕጭን ንነጠብጣብ ዝናምን ንብርቱዕ ጸፍዕን፡ ናብ ምድሪ ውረድይብሎ

Translation | Context