Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

17 bible verses about

injustice


ኤርምያስ 22:3-5 | 9 Helpful votes

እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል አሎ፡ ፍርድን ጽድቅን ግበሩ፡ ነቲ እተዘምተ ኸኣ ካብ ኢድ ዓማጺኡ ኣድሕንዎንስደተኛን ንዘኽታምን ንመበለትን ኣይትዐግቡን ኣይትዐምጹን፡ ኣብዚ ስፍራ እዚውን ንጹህ ደም ኣይትኽዐዉ። ነዛ ቓል እዚኣ ብሓቂ እንተ ገበርክምዋ፡ ሽዑ እቶም ኣብ ዝፋን ዳዊት ተቐሚጦም ዘለዉ ነገስታት፡ ንሱን ግዙኣቱን ህዝቡን፡ ኣብ ሰረገላታትን ኣፍራስን ተቐሚጦም ብደጌታት እዛ ቤት እዚኣ ኺኣትዉ እዮም። ግናኸ ነዘን ቃላት እዚኤን እንተ ዘይሰማዕኩም፡ እዛ ቤት እዚኣ ኸም እትዖኑብርእሰይ መሐልኩ፡ ይብል እግዚኣብሄር

Translation | Context
ምሳሌ 17:15 | 8 Helpful votes

እቲ ንዓማጺ ናጻ ዜውጽኦን ንጻድቕ ዚዅንኖንክልቲኦም ኣብ እግዚኣብሄር ፍንፉናት እዮም።

Translation | Context
ሚክያስ 6:8 | 6 Helpful votes

ኣታ ሰብ፣ ንሱ ሰናይ ዘበለ ኣፍለጠካእግዚኣብሄርሲቅንዕና ኽትገብርምሕረት ከኣ ክትፈቱ፣ ምስ ኣምላኽካውን ብትሕትና ኽትመላለስ እንተ ዘይኰኑስ፣ ካባካ ዚደልዮ እንታይ እዩ።

Translation | Context
መክብብ 5:8 | 5 Helpful votes

ካብቲ ልዑልሲ ልዕል ዝበለ ዝጥምት አሎ፡ ካብኣቶም ልዕል ዝበሉ ኸኣ አለው እሞ፡ ድኻ ኺጥቃዕ ኣብ ሀገር ከአ ፍርድን ጽድቅን ኪዕመጽ እንተ ርኤኻ፡ ኣይትገረም

Translation | Context
መዝሙር 43:1 | 5 Helpful votes

ኣምላኽበይነለይ፣ ምስቲ ምሕረት ዜብሉ ህዝቢ ተማጐተለይ፣ ካብ ሓሳውን ዓማጽን ሰብ ኣድሕነኒ

Translation | Context
ዘጸአት 23:7 | 4 Helpful votes

ካብ ዘረባ ሓሶት ርሐቕ። ኣነ ንረሲእ ኣየጽድቖን እየ እሞ፡ ነቲ ንጹህን ንጻድቕን ኣይትቕተል

Translation | Context
ምሳሌ 29:27 | 4 Helpful votes

ሓጢኣተኛ ሰብ ኣብ ቅድሚ ጻድቃን ፍንፉን እዩ፡ እቲ ብቕኑዕ መገዲ ዚመላለስ ከኣ ኣብ ቅድሚ ረሲኣን ፍንፉን እዩ።

Translation | Context
እዮብ 5:8-16 | 3 Helpful votes

ኣነ ግን ኣምላኸ ምደሌኹነገረይ ከኣ ንኣምላኽ ምወፌኹ፡ ነቲ ዓበይትን ዘይምርመርን ነገራት፡ ኪቚጸር ዘይክእል ተኣምራትውን ዚገብር ዘሎ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ዜዝንም ንግራሁውን ማያት ዚሰድድንሕሱራት ልዕል ዜብሎምንሕዙናት ድማ ብምድሓን ዜልዕሎምኣእዳዎምሲ ብተንኰል ገለ ኸየስልጣንተንኰል ጐራሓት ከንቱ ዚገብሮ ንሱ እዩ። ንጠቢባን ብጒርሖም ይሕዞምንምኽሪ ጠዋያት ከኣ ይዝርዝሮብመዓልቲ ንኣታቶ ጸልማት ይጓነፎምብቐትርስ ከም ብለይቲ ሃሰስ ይብሉ። ንሱ ነቲ መስኪን ካብ ሴፍ ኣፎምን ካብ ኢድ ሓያልን የናግፎ። ስለዚ ነቲ መስኪን ተስፋ አለዎ፡ ዓመጻ ኸኣ ኣፋ ትዐጹ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 19:15 | 3 Helpful votes

ብፍርዲ ኣይትዐምጹንድኻ ገጹ ርኢኻ ኣይተዳልዎነቲ ስልጡን ድማ ገጹ ርኢኻ ኣይተኽብሮንብጻይካ ግና ብቕንዕና ፍረድ

Translation | Context
ጸፎንያስ 3:5 | 3 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣብ ማእከላ ጻድቕ እዩ፣ ንሱ ኣይእብስን፣ ንግሆ ንግሆ ኸየብኰረ ፍርዱ ናብ ብርሃን የውጽእዓማጺ ግና ሓንከት ኣይፈልጥን

Translation | Context
ዘጸአት 23:1-3 | 2 Helpful votes

ወረ ሓሶት ኣይተልዕልምስክር ሓሶት ክትከውን ኢልካ፡ ኢድካ ምስ ዓማጺ ኣይተልዕልክፉእ ንምግባር ደድሕሪ እቶም ብዙሓት ኣይትስዐብብገለ ነገር ከኣ ደድሕሪ እቶም ብዙሓት ዘንቢልካ ፍርዲ ንምቕናን ኣይትዛረብብፍርድስ ነቲ ድኻ ድማ ኣይትደንግጸሉ

Translation | Context
ሉቃስ 16:15 | 2 Helpful votes

በሎም ድማ፥ እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ዓብዪ መሲሉ ዚርኤ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ፍንፉን እዩ እሞ፡ ንስካትኩም ርእስኹም ኣብ ቅድሚ ሰብ ተጽድቑ ኢኹምንልብኹም ግና ኣምላኽ ይፈልጦ እዩ።

Translation | Context
ሮሜ 12:2 | 2 Helpful votes

እቲ ሰናይን ባህ ዜብልን ምሉእን ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ ምዃኑ ምእንቲ ኽትምርምሩስብምሕዳስ ሓሳብኩም ተለወጡ እምበር፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ

Translation | Context
መዝሙር 82:2 | 2 Helpful votes

ክሳዕ መአዝ ኢኹም ሓሶት እትፈርዱ፧ ንገጽ ረሲኣንስ እተድልዉ፧ [ሴላ።]

Translation | Context
ሉቃስ 16:10 | 2 Helpful votes

ብሒደት እሙን ዝዀነ ብብዙሕ ድማ እሙን እዩ፡ እቲ ብሒደት ዚዕምጽ ድማ ብብዙሕውን ዓማጺ እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 19:17 | 2 Helpful votes

እቲ ንድኻ ዚርሕርሓሉ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ፡ ንሱውን ንሰናይ ግብሪ ኺፈድዮ እዩ።

Translation | Context
ድጒዓ 3:34-36 | 2 Helpful votes

ንዂሎም እሱራት ምድሪ ኣብ ትሕቲ እግሪ ምርጋጾም፡ ኣብ ቅድሚ ገጽ እቲ ልዑል መሰል ሰብኣይ ምቕናኖምንሰብ ብነገሩ ዓጋቢ ምግባርሲ፡ ነዚዶ እግዚኣብሄር ኣይርእዮን እዩ፧

Translation | Context