Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

8 bible verses about

dreadlocks


ዘሁልቍ 6:5 | 35 Helpful votes

ብዅለን መዓልታት መብጽዓ ናዝራዊነቱ መላጸ ናብ ርእሱ ኣይሕለፍ፡ እተን ንእግዚኣብሄር እተፈልየለን መዓልትታት ክሳዕ ዚመልኣቅዱስ ይኹንጸጕሪ ርእሱ ኸኣ የንውሕ

Translation | Context
መሳፍንቲ 16:13 | 14 Helpful votes

ደሊላ ኸኣ ንሲምሶንክሳዕ ሕጂ ኣላጊጽካለይሓሶት ተዛረብካኒ ኢኻ፡ ብምንታይ ከም እትእሰር ደኣ ንገረኒበለቶ። ነቲ ሾብዓተ ሽርበ ርእሰይ ምስ ቅጥኒ እንተ ኣለምክዮበላ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 21:5 | 10 Helpful votes

ርእሶም ላጽዮም ኣየብርሑወሰነ ወሰነ ጭሕሞም ድማ ኣይላጽዩ፡ ኣብ ስጋኦም ከኣ ብጣሕ ኣይብጥሑ

Translation | Context
ህዝቅኤል 44:20 | 10 Helpful votes

ነቲ ጸጕሪ ርእሶምሲ በብሓጺሩ ደኣ ኪቘርጽዎ እዮም እምበር፣ ርእሶም ኣይኪላጽዩን፣ ጸጕሮም ድማ ኣይኬነሑን እዮም።

Translation | Context
መሳፍንቲ 16:19 | 10 Helpful votes

ንሳ ኸኣ ኣብ ኣብራኻ ኣደቀሰቶ፡ ሓደ ሰብኣይ ጸዊዓ ድማ ነቲ ሾብዓተ ሽርበ ርእሱ ኣላጸየትክትመልኮ ኸኣ ጀመረትሓይሉውን ካብኡ ኸደ

Translation | Context
1ይ ሳሙኤል 1:11 | 9 Helpful votes

ዎ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊትውርደት ባርያኻ ኣጸቢቕካ ርኢኻ እንተ ዘከርካኒንባርያኻውን እንተ ዘይረሳዕካኒ፡ ንባርያኻ ተባዕታይ ውሉድ እንተ ደኣ ሀብካኒ፡ ኣነ ድማ ኵሉ ዘበን ህይወቱ ንእግዚብሄር እውፍዮ፡ ናብ ርእሱ ኸኣ መላጸ ኣየሕልፎንኢላ መብጽዓ ተማባጽዔት።

Translation | Context
ህዝቅኤል 8:3 | 6 Helpful votes

ንሱ ኸኣ ኢድ እትመስል ዘርግሔ፣ ብጸጕሪ ርእሰይ ድማ ሐዘኒመንፈሰውን ኣብ መንጎ ሰማይን ምድርን ኣልዐለኒብራእይ ኣምላኽ ድማ ናብ የሩሳሌም ወሰደኒ፣ ናብቲ ውሽጣዊ ኣጻድ፣ በቲ ንሰሜን ኣቢሉ ዜርኢ ኣፍደገ፣ ናብቲ እቲ ንቕንኣት ዜለዓዕል ምስሊ ቕንኣት ዝነበሮ ኣምጽኣኒ።

Translation | Context
2ይ ሳሙኤል 14:26 | 4 Helpful votes

እቲ ጸጒሪ ርእሱ ድማ ይኸብዶ ነበረ እሞ፡ ቈረጾ። ኣብ ዐዓመት ከኣ እዩ ዚቘርጾ ዝነበረ፡ ምስ ቈረጾ ድማ ነቲ ጸጒሪ ርእሱ መዘኖብሚዛን ንጉስ ከኣ ክልተ ሚእቲ ሲቃል ኰነ።

Translation | Context