Definition:
ማለት መበቆል ህይወት ተፈጥሮኣዊ መስርሕ ኮይኑ ህይወት ካብ ህይወት ዘይብሉ ነገር ንሱ ድማ ኦርጋኒክ ውህደት (ኦርጋኒክ ኮምፓውንድ) እዩ መጺኡ ዝብል ዓውደ መጽናዕቲ እዩ። ኣባዮጀነሲስ ብሰለስተ ናይ ግሪኽ ቃል ዝቖመ ኮይኑ ንሳቶም ድማ ‘ኣ’ ማለት ኣይፋል፡ ‘ባዮ’ ማለት ህይወት፡ ‘ጀነሲስ’ ማለት ድማ መበቆል ማለት እዩ። The original evolution of life or living organisms from inorganic or inanimate substances.