Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

17 bible verses about

stealing


ኤፌሶን 4:28 | 17 Helpful votes

እቲ ዝሰረቐነቲ ስኡን ዜማቕሎ ምእንቲ ኺህልዎስ፡ ጽቡቕ እናገበረ ደኣ በእዳዉ ይጽዓር እምበር፡ ደጊምሲ ኣይስረቕ

Translation | Context
ዘጸአት 20:15 | 9 Helpful votes

ኣይትስረቕ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 19:11 | 8 Helpful votes

ኣይትስረቑን ኣይትጠብሩንሓደ እኳ ንብጻዩ ኣይትሐስዉ

Translation | Context
ምሳሌ 10:2 | 7 Helpful votes

መዝገብ ረሲእነት ገለ እኳ ኣይጠቅምንጽድቂ ግና ካብ ሞት የናግፍ

Translation | Context
ዘጸአት 22:7 | 6 Helpful votes

ሰብገንዘብ ወይ ኣቕሓ ኣብ፡ ጐረቤት ኺሕለወሉ ሕድሪ እንተ ሀቦ እሞ ካብ ቤት እቲ ሰብ እንተ ተሰርቀ፡ እቲ ሰራቒ ኸኣ እንተ ተረኸበካዕበት ገይሩ ይኽሐስ

Translation | Context
ሮሜ 13:9 | 4 Helpful votes

እዚ፡ ኣይትዘሙኣይትቕተልኣይትስረቕብሓሶት ኣይትመስክርኣይትመነ፡ እተባህለ፡ ካልእ ትእዛዝውን እንተ ዀነ፡ በዚንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ፡ ዚብል ቃል ክቱት እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 12:22 | 3 Helpful votes

ሓሰውቲ ኸናፍር ኣብ እግዚኣብሄር ፍንፉናት እየን፡ እቶም ሓቂ ዚገብሩ ግና የሐጕስዎ

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 6:10 | 3 Helpful votes

እቲ ፍቕሪ ገንዘብሲ ሱር ኵሉ ኽፍኣት እዩ እሞ፡ ገሊኦም ንእኡ እናተመጣጠሩ ኻብ እምነት ዘምበሉ፡ ናብ ርእሶምውን ብዙሕ ስቓይ ኣምጽኡ

Translation | Context
ኤርምያስ 7:9-11 | 3 Helpful votes

ኣየ፡ ንስኻትኩም ትሰርቁትቐትሉትዝምውብሓሶት ትምሕሉንበዓል ትዐጥኑንዘይትፈልጥዎም ካልኦት ኣማልኽቲውን ትስዕቡ፡ ናብዚ መጺእኩም ከኣ፡ ኣብዛ ብስመይ እተሰምየት ቤት ኣብ ቅድመይ ቌምኩም፡ ኲሉ እዚ ፍንፋን ግብሪ እዚ ምእንቲ ኽትገብሩድሑናት ኢና፡ ትብሉ አሎኹም። እዛ ብስመይ እተሰምየት ቤትዶ ኣብ ቅድሚ ዓይንኹም በዓቲ ጐሓሉት ኰነት፧ እንሆ፡ ኣነ ባዕለይ ርእየዮ እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር

Translation | Context
ዘሌዋውያን 6:1-7 | 3 Helpful votes

እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦሰብ ንእግዚኣብሄር በደል ብምብዳሉ ሓጢኣት እንተ ገበረ፡ ብጻዩ ዘንበረሉ ሕድሪ ብምጥላሙ፡ ወይ ኣብ ኢዱ ብዘትሓዞወይ ገለ ብዝኸተሮ ወይ ብዝዐመጾ፡ ወይ ገለ ጥፉእ ረኺቡ ኸሎ ኣሉ ኢሉ ብሓሶት ብምምሓሉ፡ ብሓደ ኻብ ዝዀነ ነገር ሰብ ሓጢኣት ብዝገበረሉ፡ ይኸውን ድማ፡ ሓጢኣት ብምግባሩ በዳሊ ምስ ኰነ፡ ንሱ እቲ ኸትሪ ዝኸተሮወይ እቲ ዓመጽ ዝዓመጾ፡ ወይ ሕድሪ ዘንበረሉ፡ ወይ ጠፊኡ ዝረኸቦ፡ ወይ ብዝዀነ ነገር ሐስዩ ዝመሐለሉ ይምለሶ፡ ብምሉኡ ይምለሶ፡ ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ ሕምሻኡ ይወስኸሉ። በታ መስዋእቲ በደሉ ዜቕርበላ መዓልቲ ነቲ ዋናኡ ይምለሰሉንመስዋእቲ በደል ድማ ካብ መጓሰ ኣባጊዕከም ገምጋምካጐደሎ ዜብሉ ድዑል መስዋእቲ በደሉ ንእግዚኣብሄርናብ ካህን የምጽእእቲ ኻህን ከኣ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የተዐርቆካብ ዝዀነ ዝገበሮ ድማ ብእኡ በዳሊ ዝዀነኪሕደገሉ እዩ።

Translation | Context
ማርቆስ 10:19 | 2 Helpful votes

ነቲ ትእዛዛት ትፈልጦ አሎኻ፡ እኒ ኣይትቕተልኣይትዘሙኣይትስረቕብሓሶት ኣይትመስክርኣይትዓምጽኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር፡ በሎ።

Translation | Context
መዝሙር 62:10 | 2 Helpful votes

ኣብ ግፍዒ ኣይትወከሉብዘመተ ኸኣ ኸንቱ ተስፋ ኣይትግበሩ፣ ሃብቲ እንተ በዝሔልብኹም ኣይተውድቑሉ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 6:2 | 2 Helpful votes

ሰብ ንእግዚኣብሄር በደል ብምብዳሉ ሓጢኣት እንተ ገበረ፡ ብጻዩ ዘንበረሉ ሕድሪ ብምጥላሙ፡ ወይ ኣብ ኢዱ ብዘትሓዞወይ ገለ ብዝኸተሮ ወይ ብዝዐመጾ

Translation | Context
ዮሃንስ 10:10 | 2 Helpful votes

ሰራቒ፡ ብጀካ ኺሰርቕን ኪሐርድን ኬጥፍእን ኢሉ ኣይመጽእን እዩ። ኣነ ግና ህይወት ምስ ተረፉ ምእንቲ ኺረክባ እየ ዝመጻእኩ

Translation | Context
1ይ ቈረንቶስ 6:9-11 | 2 Helpful votes

ዓመጽቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ኣይትስሐቱኣመንዝራታትወይ መምለኽቲ ጣኦትዘመውቲወይ ሕንቁቓትወይ ግብሪ ሶዶም ዚገብሩ፡ ሰረቕቲወይ ስሱዓትወይ ሰካራትወይ ተጻረፍቲወይ ዘረፍቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይኪወርስዋን እዮም። ገሌኹም ከኣ ከማታቶም ኔርኩም፡ ግናኸ ብስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ብመንፈስ ኣምላኽን ተሐጺብኩምን ተቐዲስኩምን ጸዲቕኩምን ኢኹም።

Translation | Context
ሉቃስ 19:8 | 2 Helpful votes

ዘኬዎስ ከኣ ተንሲኡ፡ ንጐይታጐይታይእንሆ፡ ፈረቓ ጥሪተይ ንድኻታት እህብ፡ ገለ ዝዓመጽክዎ እንተሎውንኣርባዕተ ዕጽፊ እፈድዮበሎ

Translation | Context
ማቴዎስ 19:18 | 2 Helpful votes

ንሱ፡ ኣየኖት፧ በሎየሱስ ከኣ፡ እኒ ኣይትቕተል፡ ኣይትዘሙ፡ ኣይትስረቕ፡ ብሓሶት ኣይትመስክር

Translation | Context