Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

21 bible verses about

silence


ድጒዓ 3:26 | 9 Helpful votes

ንምድሓን እግዚኣብሄር ተስፋ ምግባርን ብህድኣት ምጽባይን ሰናይ እዩ።

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 2:11-14 | 9 Helpful votes

ሰበይቲ ብዅሉ እናተኣዘዘት ደኣ ብህድኣት ትመሃርኣዳም ቅድም ተፈጢሩ እዩ፡ ደሓር ከኣ ሄዋን እሞ፡ ሰበይቲ ብህድኣት ክትነብር ደኣ እምበርክትምህር ወይስ ኣብ ሰብኣይ ስልጣን ኪህልዋኣይፈቅድን እየ። ኣዳም ኣይተሐብለንሰበይቲ ግና ተሐቢላ ኣብ ኣበሳ በጽሔት።

Translation | Context
1ይ ቈረንቶስ 14:34-35 | 8 Helpful votes

ከምቲ ኣብ ኲላተን ማሕበራት ቅዱሳን ዚግበር ዘሎ፡ ኣንስቲ ኣብ ማሕበር ኪዛረባ ኣይተፈቕደለንን እዩ እሞ፡ ስቕ ይበላከምቲ ሕጊ ዚብሎ ድማ ይገዝኣንሰበይቲ ኣብ ማሕበር ምዝራብ ነውሪ እዩ እሞገለ ኺምሃራ እንተ ደለያኣብ ቤት ንሰብኡተን ይሕተታ

Translation | Context
ምሳሌ 17:28 | 8 Helpful votes

ዓሻ እኳ ስቕ እንተ በለስ፡ ጥበበኛ መሲሉ ይርኤከናፍሩ ዚዐጹ ኣእምሮኛ ይበሀል።

Translation | Context
መዝሙር 62:5 | 8 Helpful votes

ትጽቢተይ ካብኡ እዩ እሞ፣ ነፍሰየብኣምላኽ ጥራይ ሀዲእኪ ተጸበዪ

Translation | Context
መዝሙር 46:10 | 7 Helpful votes

ህድእ በሉ እሞ ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ ኣስተብህሉ፣ ኣብ ማእከል ኣህዛብ ልዕል ክብል፣ ኣብ ምድሪ ልዕል ክብል እየ።

Translation | Context
መዝሙር 141:3 | 5 Helpful votes

ጐይታየንኣፈይ ቀፊር ግበረሉደገ ኸናፍረይ ሐሉ

Translation | Context
ኣንባቆም 2:20 | 4 Helpful votes

ግናኸ እግዚኣብሄር ኣብ ቅዱስ መቕደሱ እዩ፣ ኵላ ምድሪ ኣብ ቅድሚኡ ስቕ ትበል።

Translation | Context
እዮብ 29:21 | 4 Helpful votes

ንኣይ ጽን ኢሎም ይጽበዩንምኽረይውን ስቕ ኢሎም ይሰምዕዎ ነበሩ።

Translation | Context
ኢሳይያስ 53:7 | 3 Helpful votes

መከራ ጸገበ፡ ርእሱ ኣዋረደ ኣፉውን ኣይከፈተን። ከምቲ ናብ ማሕረዲ ዚኽብከብ ገንሸል፡ ከምታ ኣብ ቅድሚ መቀዝታ ስቕ እትብል በጊዕ ኣፉ ኣይከፈተን

Translation | Context
ሮሜ 10:17 | 3 Helpful votes

እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።

Translation | Context
ራእይ 8:1 | 3 Helpful votes

ነቲ ሳብዓይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኸኣ፡ ኣብ ሰማይ ኣስታት ፈረቓ ሰዓት ዚኣክል ስቕታ ዀነ

Translation | Context
ምሳሌ 18:13 | 3 Helpful votes

ከይሰምዔ ምላሽ ዚህብ ሰብ ዕሽነትን ነውርን ይቝጸሮ።

Translation | Context
መዝሙር 62:1 | 3 Helpful votes

ነፍሰይ ኣብ ኣምላኽ ጥራይ ሀዲኣ ትጽበምድሓነይ ካብኡ ይመጽእ አሎ።

Translation | Context
ምሳሌ 29:11 | 3 Helpful votes

ዓሻ ንዅሉ ዅራኡ ይድርጕሖጥበበኛ ግና ይዐግቶ የህድኦውን

Translation | Context
መዝሙር 37:7 | 2 Helpful votes

ንእግዚኣብሄር ሀዲእካ ተጸበዮ፣ በቲ ብመገዱ ዚሰልጠሉ፣ በቲ ሕሱም ሃቐና ዚፍጽም ሰብ ኣይትዀሪ

Translation | Context
ምሳሌ 12:23 | 2 Helpful votes

ለባም ሰብ ፍልጠቱ ይሐብእልቢ እቶም ዓያሱ ግና ዕሽነት የውሪ

Translation | Context
ዘጸአት 14:14 | 2 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኪዋጋልኩም እዩ እሞ፡ ህድኡ፡ በሎም።

Translation | Context
ኢሳይያስ 30:15 | 2 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ፡ ከምዚ ኢሉ አሎ እሞ፡ ብምምላስኩምን ብምህዳእኩምን ክትድሕኑ ኢኹም፡ ሓይልኹም ኣብ ህድኣትን ኣብ ምውካልን ኪኸውን እዩ፡ ግናኸ ኣቤኹም

Translation | Context
ያእቆብ 1:19 | 2 Helpful votes

ፍቁራት ኣሕዋተየ፡ እዚ ትፈልጡ ኢኹም። ኵራ ሰብኣይሲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣይገብርን እዩ፡ ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ንምስማዕ ቅልጡፍንምዝራብ ደንጓዪ ንዂራ ደንጓዪ ይኹን።

Translation | Context
ምሳሌ 18:6-7 | 2 Helpful votes

ከናፍር ዓሻ ናብ ባእሲ ይአትዋኣፉ ኸኣ መውቃዕቲ ይጽውዕኣፍ ዓሻ ንእኡ ጥፍኣቱ እዩ፡ ከናፍሩ ኸኣ ወጽመድ ነፍሱ እየን።

Translation | Context