Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

jobs


መክብብ 2:24 | 15 Helpful votes

ንሰብሲ ኻብ ምብላዕን ምስታይን ካብቲ ኺጽዕር ከሎ ንነፍሱ ባህ ምባልን ዚሐይሽ የብሉን። እዚውን ካብ ኢድ እግዚኣብሄር ከም ዝዀነ ርኤኹ

Translation | Context
2ይ ተሰሎንቄ 3:10 | 12 Helpful votes

ምሳኻትኩም ከሎናውንገለ ሰብ ኪዓዪ ዘይፈቱ እንተ ዀይኑስ ኣይብላዕውን፡ ኢልና ኣዘዝናኩም እሞ፡ ንኣና ምእንቲ ኽትመስሉ ደኣ፡ ንርእስና ኣርኣያ ጌርና ሃብናኩም እምበር፡ መሰል ስለ ዜብልና ኣይኰንናን

Translation | Context
እዮብ 10:1-22 | 4 Helpful votes

ነፍሰይ ንህይወተይ መነወታንጥርዓነይ ስቕ ኣየብሎንብምረት ነፍሰይ ደኣ ኽዛረብ እየ። ንኣምላኽኣይትዀንነኒ፡ ስለምንታይ ኢኻ እትጻረረኒ ዘሎኻ፧ ኣፍልጠኒእብሎ አሎኹ፡ ንተግባር ኢድካ ኽትጭቊኖን ክትንዕቆን ነቲ ምኽሪ ረሲኣን ከኣ ከተብርሆንዶ ባህ የብለካ እዩ፧ ኣነ ረሲእ ከም ዘይኰንኩን ካብ ኢድካ ዜናግፍ ከም ዜልቦንእናፈለጥካኣበሳይ እትደሊሓጢኣተይ እትምርምር ዘሎኻስ፡ ኣዒንቲ ስጋዶ ኣለዋኻ፧ ወይስ ኣረኣእያ ሰብ ዲኻ እትርኢመዓልትታትካ ኸም መዓልትታት ሰብዶ እየን፧ ወይስ ዓመታትካዶ ኸም ዕድመ ወዲ ሰብ እየን፧ ኣእዳውካ ንዂለንትናይ ደኰናሰርሓኒውን፡ ግናኸ ተጥፍኣኒ አሎኻ። ከም መሬት ከም ዝጠፍጠፍካኒ ዘክርሕጂ ኸኣ ናብ ሓመድ ትመልሰኒ አሎኻ። ከም ጸባዶ ኣየፍሰስካንን፡ ከም ርግኦስ ኣየርጋእካንን ኢኻ፧ ቈርበትን ስጋን ኣልበስካኒብዓጽምን ጅማትን ቀወድካኒህይወትን ጸጋን ሞገስካኒምክንኻንካ ንመንፈሰይ ሐለዎ። ግናኸ ነዚ ኣብ ልብኻ ሐባእካዮ፡ ሓሳብካስ እዚ ኸም ዝነበረ እፈልጥ አሎኹ። እንተ ዝብድልሲ ምተቛመትካኒ፡ ካብ ኣበሳይውን ኣይምፈታሕካንንረሲእ እንተ ዀንኩ፡ ወይለይጻድቕ እንተ ዀንኩ ድማ፡ ሓሳር እጸግብ መከራይውን እርኢ አሎኹ እሞ፡ ርእሰይ ከልዕል ኣይከኣለንን እዩ። ልዕል እንተ ዘብሎ ድማ፡ ከም ኣንበሳ ምሀደንካኒመሊስካ ኣብ ልዕለይ ነቲ ግሩም ስልጣንካ መርኤኻ። ሐሓደስቲ ምስክር መቘምካለይ፡ ንቚጥዓኻ ኣብ ልዕለይ ብዕጽፊ መውረድካዮ፡ እተለዋወጠ ዚጻረረኒ ጭፍራ ምሰደድካለይ። ንምንታይ ደኣ እሞ ካብ ማሕጸን ኣውጻእካኒ፧ ኣየ፡ ዓይኒ ኸይረአየትኒ ሞይተ እንተ ዝኸውን። ከቶ ኸም ዘይነበርኩ ምዀንኩ፡ ካብ ማሕጸን ናብ መቓብር መውረዱኒ ነይሮም። መዓልትታተይ ሒዶት ደይኰናን፧ ናብታ ሃገር ጸልማትን ድነ ሞትን፡ ናብታ ግብ ዝበለ ጸልማትን ጽላሎት ሞትን ዘለዋን ስርዓት ዜብላን ሃገር፡ ኣብኣስ ብርሃን እኳ ኸም ጸልማት ለይቲ ዝዀነ፡ ናብታ ኣነ ኻብኣ ዘይምለስ ሃገር ከይከድኩቅሩብ ምእንቲ ባህ ኪብለኒ፡ እስኪ ሕደገኒ ልቐቐኒ

Translation | Context