Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

14 bible verses about

infanticide


መዝሙር 137:9 | 12 Helpful votes

ንሕጻናትኪ ሒዙ ኣብ ከውሒ ዚጭፍልቖም ምስጉን እዩ።

Translation | Context
1ይ ሳሙኤል 15:3 | 10 Helpful votes

ሕጂ ኺድ እሞ ንኣማሌቅ ተዋግኣዮ፡ ዘለዎ ዘበለ ዅሉ ድማ ፈጺምካ ኣጥፍኣዮኣይትንሓፎ፡ ግናኸ ካብ ሰብኣይ ክሳዕ ሰበይቲ፡ ካብ ቈልዓ ኽሳዕ ሕጻን፡ ካብ ብዕራይ ክሳዕ በጊዕ፡ ካብ ገመል ክሳዕ ኣድጊ ቕተል

Translation | Context
ሆሴዕ 13:16 | 8 Helpful votes

ሰማርያ ኻብ ኣምላኽ ኽዲዓ እያ እሞ፣ ብበደላ ትቕጻዕ፣ ብሰይፊ ይወድቁሕጻናቶም ይጭፍለቑ፣ ጥኑሳት ኣንስቶም ከኣ ይቕደዳ

Translation | Context
ዘጸአት 12:29 | 8 Helpful votes

ፍርቂ ለይቲ ምስ ኰነእግዚኣብሄር ንዅሉ በዅሪ ሃገር ግብጺ፡ ካብቲ ኣብ ዝፋኑ ዚቕመጥ በዅሪ ፈርኦን ክሳዕ በዅሪ እቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘሎ እሱርንዅሉ በዅሪ እንስሳ ድማ ቐተለ

Translation | Context
ኢሳይያስ 13:16 | 8 Helpful votes

ሕጻውንቶም ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ኪጭፍለቑ እዮም፡ ኣባይቶም ኪብዝበዝ እዩ፡ ኣንስቶም ድማ ኪንውራ እየን።

Translation | Context
2ይ ነገስት 15:16 | 8 Helpful votes

ሽዑ ምናሔም ንቲፍሳሕን ኣብአ ንዝነበረ ዂሉን፡ ንዶባታ ድማ ካብ ቲርጻ ጀሚሩ ተዋግኣ፡ እታ ኸተማ ኣይከፈቱሉን፡ ስለዚ ኸኣ ሰዐራ፡ ኣብአ ንዝጸንሓ ዂለን ጥኑሳትውን ቀደደን

Translation | Context
ዘሁልቍ 31:17 | 8 Helpful votes

ሕጂ ድማ ካብ ቈልዑ ተባዕታይ ዘበለ ቕተሉምስ ተባዕታይ ብምድቃስ ሰብኣይ ዝፈለጣ ዅለን ኣንስቲ ኸኣ ቅተልወን

Translation | Context
መዝሙር 135:8 | 7 Helpful votes

ንበዅሪ ግብጺ፣ ካብ ሰብ ክሳዕ እንስሳወቕዔ

Translation | Context
መዝሙር 136:10 | 7 Helpful votes

ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ነቲ ንግብጺ ብበዅሮም ዝወቕዔ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 7:19 | 6 Helpful votes

እዚ ንጉስ እዚ ንዓሌትና ተተናዀሎምነቦታትና ኸኣ፡ ሕጻናቶም ምእንቲ ኸይዐብዩ፡ ክሳዕ ዚድርብዩ ጨቈኖም

Translation | Context
ዘጸአት 1:16 | 6 Helpful votes

ነተን ኣንስቲ እብራውያን ከተሕርሳኤን ከሎኽን፡ ኣብቲ ዚሐርሳሉ ርኣያወዲ እንተ ዀነ ቅተላኦጓል እንተ ዀነት ግና ብህይወታ ትንበር

Translation | Context
ማቴዎስ 2:16-18 | 6 Helpful votes

ሽዑ ሄሮዶስ ሰብ ጥበብ ከም ዘላገጹሉ ምስ ረአየብዙሕ ኰረየ እሞ፡ ንዅሎም ሕጻናት ቤት ልሄምን ኣብ ኵሉ ጐደቦታት ንዝጸንሑንካብ ሰብ ጥበብ ኣርጊጹ ብዝሐተቶ ዘመን ወዲ ኽልተ ዓመትን ካብኡ ንታሕትን ንዘለዉ ልኢኹ ኣቕተለሽዑ እቲ ብነብዪ ኤርምያስኣብ ራማ ድምጺ ተሰምዔዋይዋይታን ብዙሕ ብኽያትንራሄል ስለ ደቃ በኸየት፡ ተወዲኦም እዮም እሞ፡ ምድባስ ኣበየትእተበሀለ ተፈጸመ

Translation | Context
ኣሞጽ 1:13 | 4 Helpful votes

እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል አሎ፣ ዶቦም ምእንቲ ኺግፍሑስ፣ ነተን ጥኑሳት ጊልዓድ ከብደን ቀዲዶምወን እዮም እሞ፣ ስለ ሰለስተ ገበን ደቂ ዓሞን፣ ኤረ ስለ ኣርባዕተ እኳ ደኣ፣ መዓተይ ካብኣ ኣትክመልስን እየ።

Translation | Context
ሆሴዕ 9:11-16 | 3 Helpful votes

ክብረት ኤፍሬም ከም ዑፍ ኪነፍር እዩ፣ ድሕርዚ ሕርስን ድቅን ጥንስን የብሎምን። ደቆም እንተ ኣዕበዩ ድማ፣ ሓደ ሰብ እኳ ኸይተርፎም ውሉድ ዜብሎም ክገብሮም እየ፣ እወ፣ ኣነ ካባታቶም ምስ ዝርሕቕ ወይለኦምኤፍሬም ከምታ ኣብ ጽቡቕ ቦታ እተተኽለት ጢሮስ ኰይኑ ርኤኽዎ፣ ግናኸ ኤፍሬምሲ ንደቁ ናብ ቀታሊ የውጽኦም። ዎ እግዚኣብሄርሀቦም። እንታይ ክትህቦም፡ ውሉድ ዘይወልድ ማሕጸን ንጹፍ ጢብን ሀቦም። ኵሉ ኽፍኣቶም ኣብ ጊልጋል እዩ፡ ኣነ ኣብኡ ጸላእክዎም፡ ብሰሪ ኽፍኣት ግብሮም ከኣ ካብ ቤተይ እሰጎምድሕርዚ ኣየፍቅሮምን እየ፡ ኵሎም መሳፍንቶም ዓለወኛታት እዮም። ኤፍሬም ተወቕዔሲሮም ነቐጸትፍረ ኣይፈርዩን፣ እንተ ወለዱ እኳ፣ ነቲ ፍቁር ፍረ ኸርሶም ክቐትሎ እየ።

Translation | Context