Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

23 bible verses about

honey


ኢሳይያስ 7:15 | 11 Helpful votes

ንእከይ ምእባይ ንሰናይ ከኣ ምሕራይ ክሳዕ ዚፈልጥሲጠስምን መዓርን ኪበልዕ እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 24:13 | 8 Helpful votes

ወደየጽቡቕ እዩ እሞ፡ መዓር ብላዕወለላ መዓር ንትንሓግካ ጥዑም እዩ።

Translation | Context
ማቴዎስ 3:4 | 7 Helpful votes

ክዳን ዮሃንስ ካብ ጸጉሪ ገመል ነበረ፡ ዕጣቕ ሕቝኡ ድማ ፈልቍ፡ ቀለቡ ኸኣ ኣንበጣን መዓር ሰንካልን ነበረ።

Translation | Context
ምሳሌ 25:27 | 6 Helpful votes

መዓር ኣብዚሕካ ምብላዕ ጽቡቕ ኣይኰነን፡ ከምኡውን ከቢድ ነገር ምምርማር ዜሸግር እዩ።

Translation | Context
ዘጸአት 3:8 | 6 Helpful votes

ስለዚ ኻብ ኢድ ግብጻውያን ከድሕኖም ወሪደ አሎኹ፡ ካብታ ምድሪ እቲኣ ናብታ ጽብቕትን ርሕብትን ጸባን መዓርን እተውሕዝ ምድሪናብታ ቦታ ኸነኣናውያንን ሄታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሃዋውያንን ይቡሳውያንን ከድይቦም እየ።

Translation | Context
ምሳሌ 16:24 | 5 Helpful votes

ልኡም ዘረባ መዓር ወለላ እዩ፡ ንነፍሲ ጥዑምነዕጽምቲ ኸኣ ጥዕና እዩ።

Translation | Context
2ይ ሳሙኤል 17:29 | 5 Helpful votes

ንሳቶም፡ እቲ ህዝቢ ኣብ በረኻ ጠምዮን ደኺሙን ጸሚኡን እዩ ዘሎ፡ ኢሎም ነበሩ እሞ፡ ዓራውትን ጭሔሎታትን ኣቕሓ መሬትን ስርናይን ስገምን ሓርጭን ጥቡስ ሰዊትን ባልደንጓን ብርስንን ቈሎ ዓተርን መዓርን ርግኦን ኣባጊዕን ኣጅቦ ኣሓን ንዳዊትን ነቲ ምስኡ ዝነበረ ህዝብን ዚብላዕ ኣምጽኡሎም

Translation | Context
መዝሙር 19:7-11 | 5 Helpful votes

ሕጊ እግዚኣብሄር ፍጹም እዩ፣ ንነፍሲ ይመልሳምስክር እግዚኣብሄር እሙን እዩ፣ ንገርሂ የጥብቦስርዓት እግዚኣብሄር ቅኑዕ እዩ፣ ንልቢ የሐጕሶትእዛዛት እግዚኣብሄር ንጹህ እዩ፣ ነዒንቲ የብርሄንፍርሃት እግዚኣብሄር ንጹህ እዩ፣ ንዘለአለም ይነብርፍርድታት እግዚኣብሄር ሓቂ እዩ፣ ብዘሎውን ጻድቕ እዩ። ካብ ወርቂ፣ ኤረ ኻብ ብዙሕ ጽሩይ ወርቂ እኳ ዚሕረ እዩ፣ ካብ መዓር፣ ኤረ ኻብ መዓር ወለላ ዚጥዕም እዩ። ባርያኻውን ብእኡ ተማሂሩብምሕላዉ ዓብዪ ኻሕሳ አሎ።

Translation | Context
መዝሙር 81:16 | 5 Helpful votes

ስብሒ ስርናይ መብላዕኩኻ፣ ካብ ከውሕስ መዓር መጽገብኩኻ ነይረ።

Translation | Context
መሃልየ መሃልይ 4:11 | 4 Helpful votes

መርዓተየ፡ ካብ ከናፍርኪ መዓር ወለላ የንጠብጥብመዓርን ጸባን ኣብ ትሕቲ መልሓስኪ አሎ፡ ሽቱ ኽዳውንትኺውን ከም ሽቱ ሊባኖስ እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 25:16 | 3 Helpful votes

መዓር እንተ ረኸብካ፡ እምብዛ ኸይትጸግብ እሞ ከይትተፍኦስዚአኽለካ ብላዕ

Translation | Context
ህዝቅኤል 3:1-3 | 3 Helpful votes

ንሱ ኸኣ፣ ኣታ ወዲ ሰብዝረኸብካዮ ብላዕ። ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ብልዓያኬድካ ድማ ንቤት እስራኤል ተዛረቦምበለኒ። ሽዑ ኣፈይ ከፈትኩ፣ ንሱውን ነታ ጥቕላል ኣብለዓኒ። ንሱ ኸኣ፣ ኣታ ወዲ ሰብከብድኻ ኣጽግብ፣ ንውሽጢ ኸብድኻውን በዛ ኣነ ዝህበካ ጥቕላል ምልኣዮበለኒ። ሽዑ በላዕክዋ፣ ኣብ ኣፈይውን ጥዕምቲ ኸም መዓር ጠዐመት።

Translation | Context
1ይ ሳሙኤል 14:25 | 3 Helpful votes

ኵሉ ህዝቢ እታ ሃገር ድማ ናብ ዱር መጸመዓር ከኣ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ነበረ።

Translation | Context
ህዝቅኤል 27:17 | 3 Helpful votes

ይሁዳን ሃገር እስራኤልን ምሳኺ ነገዱንዕዳጋኺ በቲ ኻብ ምኒት ዝመጸ ስርናይን ብሕብስትን መዓርን ዘይትን ቅዲትን መልእዋ።

Translation | Context
ዘጸአት 16:31 | 2 Helpful votes

ቤት እስራኤል ድማ ስሙ ማና በልዎፍረ ጻቕዳ ይመስል ነበረ፡ ጻዕዳ ኸኣ ነበረ፡ ምጥዓሙውን ከም ሕምባሻ ምስ መዓር ነበረ።

Translation | Context
መዝሙር 19:10 | 2 Helpful votes

ካብ ወርቂ፣ ኤረ ኻብ ብዙሕ ጽሩይ ወርቂ እኳ ዚሕረ እዩ፣ ካብ መዓር፣ ኤረ ኻብ መዓር ወለላ ዚጥዕም እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 5:3 | 2 Helpful votes

ከናፍር ኣመንዝራ ሰበይትስ መዓር ወለላ የንጠብጥብኣፋ ኸኣ ካብ ዘይቲ ይልስልስ

Translation | Context
2ይ ነገስት 18:32 | 2 Helpful votes

ምእንቲ ኽትነብሩ እምበር፡ ከይትሞቱስመጺኤ ሃገርኩም ናብ እትመስል ሃገር፡ ናብ ሃገር እኽልን ኰልዒ ወይንን ናብ ሃገር እንጌራን ኣታኽልቲ ወይንን፡ ናብ ሃገር ዘይትን መዓርን ክሳዕ ዝወስደኩምንህዝቅያስእግዚኣብሄር ኬድሕነና እዩ፡ እናበለ ኺጥብረኩም ከሎ፡ ኣይትስምዕዎ

Translation | Context
ህዝቅኤል 20:6 | 2 Helpful votes

በታ መዓልቲ እቲኣ ኻብ ሃገር ግብጺ ኸውጽኦም፣ ናብታ ኣነ ዝሐሬኹሎም ጸባን መዓርን ዚውሕዛ፣ ካብ ኵለን ሃገራት እትበልጽ ሃገር ክእትዎም፣ ኢለ ኢደይ ኣልዐልኩሎም

Translation | Context
ዘሌዋውያን 2:11 | 2 Helpful votes

እቲ ንእግዚኣብሄር እተቕርብዎ መስዋእቲ ብልዒ ገለ እኳ ብኹዕ ኣይገበር። ካብ ብኹዕ ኰነ ወይ ካብ መዓር ንእግዚኣብሄር ገለ እኳ መስዋእቲ ሓዊ ኣይተሕርሩ

Translation | Context
2ይ ዜና መዋእል 31:5 | 2 Helpful votes

እዚ ትእዛዝ እዚ ምስ ወጸ ድማ፡ ደቂ እስራኤል ካብ እኽልን ካብ ወይንን ዘይትን መዓርን ካብ ኲሉ እቶም ግራሁን በዂራት ኣብዚሖም ሀቡ፡ ናይ ኲሉ ኣስራትውን ኣብዚሖም ኣእተዉ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 20:24 | 2 Helpful votes

በልኩኹም ድማ፥ ንስኻትኩም ምድሮም ክትርስተዩ ኢኹም፡ ኣነ ኸኣ እታ ጸባን መዓርን እትውሕዝ ምድሪ ንርስቲ ኽህበኩም እየ። ካብ ህዝብታት ዝፈሌኹኹም ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየ።

Translation | Context
ዘዳግም 6:2-3 | 2 Helpful votes

ንስኻን ወድኻን ደቂ ደቅኻን ምሉእ ዕድሜኻ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ምእንቲ ኽትፈርህዕድሜኻ ድማ ምእንቲ ኺነውሕ፡ እዚ ኣነ ዝእዝዘካ ዘሎኹ ዅሉ ትእዛዛቱን ሕጋጋቱን ሐሉ። ስለዚ፡ ዎ እስራኤል፡ ስማዕ፡ ከምቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትካ ዝበለካ፡ ኪጽብቐልካን ኣብታ ጸባን መዓርን እተውሕዝ ሃገርን ድማ ኣዚኻ ኽትበዝሕን፡ ክትገብሮ ተጠንቀቕ

Translation | Context