Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

14 bible verses about

heartbreak


መዝሙር 147:3 | 19 Helpful votes

ንልቦም እተሰብሩ ይፍውስነቚሳሎም ይዘንን

Translation | Context
መዝሙር 34:18-20 | 8 Helpful votes

እግዚኣብሄር ነቶም ስቡር ልቢ ዘለዎም ቀረባኦም እዩ፣ ነቶም ቅጥቁጥ መንፈስ ዘለዎም ድማ የድሕኖም። ናይ ጻድቕ መከራ ብዙሕ እዩ፣ እግዚኣብሄር ግና ካብ ኵሉ የናግፎ። ንሱ ንዅለን ኣዕጽምቱ ይባልሄንሓንቲ እኳ ኣይትስበርን

Translation | Context
ምሳሌ 14:13-14 | 7 Helpful votes

ልቢ እናሰሐቕካውን ይጉሂ እዩ፡ መወዳእታ ሓጐስ ከኣ ሓዘን እዩ። እቲ ብልቡ ዚዐሉ ብመገዱ ይጸግብደጊ ሰብ ድማ ካብ ርእሱ እዩ።

Translation | Context
2ይ ቈረንቶስ 4:9 | 6 Helpful votes

ንስጐጕድርቡያት ግና ኣይኰንናንይደፍኡና፡ ግናኸ ኣይንጠፍእን ኢና።

Translation | Context
መዝሙር 39:12 | 4 Helpful votes

ኣብ ቅድሜኻ ጋሻ፣ ከም ኵሎም ኣቦታተይ ስደተኛ እየ እሞ፣ ዎ ጐይታይጸሎተይ ስማዕእዝንኻ ናብ ኣውያተይ ምለስ፣ ብንብዓተይ ስቕ ኣይትበል።

Translation | Context
መዝሙር 55:22 | 3 Helpful votes

ጾርካ ናብ እግዚኣብሄር ደርብዮ፣ ንሱ ኺድግፈካ እዩ። ንጻድቕ ሰንከልከል ኪብል ከቶ ኣይሐድጎን።

Translation | Context
ምሳሌ 12:25 | 3 Helpful votes

እቲ ኣብ ልቢ ሰብ ዝሐደረ ጓሂ ንእኡ ይጸቕጦሰናይ ቃል ግና ባህ የብሎ

Translation | Context
መዝሙር 86:1-17 | 3 Helpful votes

እግዚኣብሄርመስኪንን ድኻን እየ እሞ፣ እዝንኻ ኣድንንምለሰለይውንሄር እየ እሞ፣ ንነፍሰይ ሐልዋ፣ ኣታ ኣምላኸየ፣ ነቲ ኣባኻ ዚውከል ባርያኻ ኣድሕኖምሉእ መዓልቲ ናባኻ ኤእዊ አሎኹ እሞ፣ ጐይታየ ምሐረኒ። ዎ እግዚኣብሄርነፍሰይ ናባኻ ኤልዕል አሎኹ እሞ፣ ንነፍሲ ባርያኻ ኣሐጕሳ። ዎ እግዚኣብሄርሕያዋይን ንይቕሬታ ድልውን ኢኻ፣ ናባኻ ንዜእውዩ ዅላቶም ከኣ ብዓል ዓብዪ ምሕረት ኢኻ እሞ፣ ጐይታየጸሎተይ ስማዕንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ። ንስኻ ኽትመልሰለይ ኢኻ እሞ፣ ብመዓልቲ ጸበባይ ክጽውዓካ እየ። ዎ እግዚኣብሄር፣ ካብ ኣማልኽቲ ዚመስለካ የልቦን፣ ከም ግብርታትካውን ከቶ የልቦን። ዎ እግዚኣብሄርዝፈጠርካዮም ኣህዛብ ኵሎም መጺኦም ኣብ ቅድሜኻ ኺሰግዱንስምካውን ኬኽብሩ እዮም። ንስኻ ዓብይን ተኣምራት እትገብርን ኢኻ እሞ፣ ኣምላኽሲ ንስኻ ጥራይ ኢኻ። ዎ እግዚኣብሄርብሓቅኻ ምእንቲ ኽመላለስመገድኻ ምሀረኒስምካ ኽፈርህሲንልበይ ኣዳልዎ። ዎ እግዚኣብሄር ኣምላኸይሳህልኻ ንኣይ ዓብዪ እዩ፣ ንነፍሰይውን ካብ መዓሙቚ ሲኦል ኣውጺእካያ ኢኻ እሞ፣ ብምሉእ ልበይ ከመስግነካስምካውን ንዘለአለም ከኽብር እየ። ዎ ኣምላኽትዕቢተኛታት ተንሲኦምኒኣኼባ ገፋዕቲ ኸኣ ንነፍሰይ ይደልይዋ አለዉ፣ ንኣኻውን ኣብ ቅድሚኦም ኣይገበሩኻንጐይታየ፣ ንስኻ ግና መሓርን ጸጋውን ዓቃልንብሳህልን ሓቅን ዓብዪ ኣምላኽ ኢኻ። ናባይ ግልጽ በል እሞ ምሐረኒንባርያኻ ሓይልኻ ሀቦንወዲ እታ ባርያኻ ኣድሕኖ። ዎ እግዚኣብሄርረዲእካንን ኣጸናኒዕካንን ኢኻ እሞ፣ ጸላእተይ ርእዮም ኪሐፍሩስምልክት ደሓን ግበረለይ

Translation | Context
ዮሃንስ 8:32 | 3 Helpful votes

ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ፡ በሎም።

Translation | Context
ዮሃንስ 13:7 | 2 Helpful votes

የሱስ መሊሱ፡ ነቲ ኣነ ዝገብሮ ንስኻ ሕጂ ኣይትፈልጦንድሕርዚ ግና ክትፈልጦ ኢኻ፡ በሎ

Translation | Context
2ይ ዜና መዋእል 7:14 | 2 Helpful votes

እዚ ብስመይ እተሰምየ ህዝበይ ከኣ ትሕት እንተ በለ፡ እንተ ለመነ፡ ገጸይውን እንተ ደለየካብ ክፉእ መገዱ ድማ እንተ ተመልሰ፡ ሽዑ ኣነ ኻብ ሰማይ ክሰምዕ እየ፡ ሓጢኣቶም ከኣ ይቕረ ኽብለሎምምድሮምውን ክፍውሰሎም እየ።

Translation | Context
ምሳሌ 3:5 | 2 Helpful votes

ብምሉእ ልብኻ ብእግዚኣብሄር ተኣመንኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ

Translation | Context
ምሳሌ 13:12-14 | 2 Helpful votes

ነዊሕ ትጽቢት ንልቢ የማህምኖእተፈጸመ ድሌት ግና ኦም ህይወት እዩ። ነቲ ቓል ዚንዕቆ ንነፍሱ የጥፍኣ፡ ነቲ ትእዛዝ ዚፈርሆ ግና ኪከሐስ እዩ። ካብ ወጽመድ ሞት ምእንቲ ኸተምልጥሲሕጊ ጠቢብ ናይ ህይወት ፈልፋሊ እዩ።

Translation | Context
ያእቆብ 4:17 | 2 Helpful votes

እምበኣርስኸ እቲ ሰናይ ምግባር ዚፈልጥ እሞ ዘይገብሮ፡ ንእኡ ሓጢኣት ይዀኖ እዩ

Translation | Context