Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

4 bible verses about

garden


1ይ ቈረንቶስ 3:7 | 17 Helpful votes

እምብኣርሲ እቲ ዜብቊል ኣምላኽ ደኣ እዩ እምበር፡ እቲ ዚተክል ወይስ እቲ ዜስቲ ዚዓብሱ የብሎምን

Translation | Context
ዘፍጥረት 3:8 | 15 Helpful votes

ምድሪ ምስ ወልወለ ድማ፡ ድምጺ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ገነት ኪመላለስ ሰምዑኣዳምን ሰበይቱን ከኣ ካብ ገጽ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ማእከል ኣእዋም ገነት ተሐብኡ

Translation | Context
ዘፍጥረት 1:11-12 | 15 Helpful votes

ኣምላኽ ድማ፥ እታ ምድሪ ሳዕርን ዘርኢ ዚህብ ብቑልን፡ ዘርኡ ኣብ ርእሱ ዘለዎ፡ ፍረ ከከም ዓይነቱ ኣብ ምድሪ ዚፈሪ ኦም ተውጽእበለ። ከምኡ ድማ ዀነ። እታ ምድሪ ሳዕርን ከከም ዓይነቱ ዘርኢ ዚህብ ብቑልንዘርኡ ኣብ ርእሱ ዘለዎ ፍረ ዚፈሪ ኣእዋም ከኣ ኣውጽኤትኣምላኽ ድማ ጽቡቕ ከም ዝዀነ ረአየ

Translation | Context
ዮናስ 4:6-11 | 14 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ንዮናስ ርእሱ ኸተጽልሎ እሞ ኻብ ሕሰሙ ኸተናግፎ ኢሉ፣ ጕልዒ ኣዳለወ፣ ኣብ ሎሊኡ ድማ ኣዕበያ። ዮናስውን በታ ጕልዒ ኣዝዩ ተሐጐሰ። ግናኸ ንጽብሒቱ ምስ ወግሔኣምላኽ ሓሰኻ ኣዳለወ፣ ንሱ ኸኣ ነታ ጕልዒ ወቕዓ እሞ ነቐጸትጸሓይ ምስ በረቐት ድማ፣ ኣምላኽ ዎኡይ ንፋስ ምብራቕ ኣዳለወጸሓይ ከኣ ንዮናስ፣ ክሳዕ ዜሕለሉ፣ ርእሱ ወቕዓቶ፣ ንሱውን፣ ካብ ብህይወት ምንባርሲ ሙማት ይሕሸኒኢሉ ንነፍሱ ሞት ለመነላ። ኣምላኽ ከኣ ንዮናስ፣ በታ ጕልዒ ኽትቍጣዕዶ ይግብኣካ እዩ፡ በሎ። ንሱ ድማ፣ ክሳዕ ሞት ክቝጣዕ እኳ ይግብኣኒ እዩ፣ በለእግዚኣብሄር ከኣ በሎ፣ ንስካ በታ ዘይደኸምካላን ዘየዕቤኻያን፣ ብሃንቲ ለይቲ ዝበቘለት ብሃንቲ ለይቲ ድማ ዝጠፍኤት ጕልዒ ጕሂኻ። ኣነኸ ነታ ዓባይ ከተማ ነነዌነማዮም ካብ ጸጋሞም ኪፈክዩ ዘይኽእሉ፣ ካብ ሚእትን ዕስራን ሽሕ ዚበዝሑ ሰብን ብዙሓት እንስሳን ዘለውዋዶ ኣይርሕርሃላን እየ፧

Translation | Context