Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

burial


ዘፍጥረት 49:29 | 4 Helpful votes

ከምዚ ኢሉ ድማ ኣዘዞም፤ ኣነ ናብ ህዝበይ ክእከብ እየ። ኣብታ ኣብ ግራት ዔፍሮን ሔታዊ ዘላ በዓቲ ኸኣ ኣብታ ኣብ ግራት ማክጴላኣብ መንጽር መምሬ ኣብ ምድሪ ኸነኣን ዘላ፡ ኣብርሃም ንመቓብር ርስቲ ኽትከዉን ካብ ዔፍሮን ሔታዊ ምስታ ግራት እተሻየጣ በዓቲ፡ ምስ ኣቦታተይ ቅበሩኒ

Translation | Context
ቈሎሴ 2:12 | 3 Helpful votes

ብጥምቀትውን ምስኡ ተቐበርኩምብግብሪ እቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦ ኣምላኽ ድማ ምስኡ ተንሳእኩም

Translation | Context