Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

17 bible verses about

bribery


ዘጸአት 23:8 | 12 Helpful votes

መማለዲ ነቶም ዚርእዩ የዕውርዘረባ ጻድቃን ከኣ የቕንን እዩ እሞ፡ መማለዲ ኣይትውሰድ

Translation | Context
ምሳሌ 15:27 | 8 Helpful votes

እቲ ረብሓ ዚሀርፍ ንቤቱ ይህውኻመማለጃ ዚጸልእ ግና ብህይወት ይነብር

Translation | Context
ምሳሌ 17:23 | 7 Helpful votes

ረሲእመገዲ ፍትሒ ንምጥዋይመማለጃ ኻብ ሕቝፊ ይወስድ

Translation | Context
ምሳሌ 17:8 | 5 Helpful votes

መማለጃ ነቲ እተቐበሎ ኸም ብሩር ዕንቍ እዩ፡ ኣብ ዝኸደ እንተ ኸደ ይሰልጦ

Translation | Context
መክብብ 7:7 | 4 Helpful votes

ግፍዒ ንጥበበኛ የዐሽዎመማለጃ ኸኣ ንልቢ የጥፍኦ

Translation | Context
ኣሞጽ 5:12 | 4 Helpful votes

ኣነስ ግህሰትኩም ብዙሕሓጢኣትኩም ከኣ ብርቱዕ ከም ዝዀነ እፈልጥ እየ። ነቲ ጻድቕ ተጻብቡሉደርሆ ትቕበሉ፣ ነቲ መስኪን ኣብ ደገ ትገፍዕዎ አሎኹም።

Translation | Context
መዝሙር 26:10 | 3 Helpful votes

ንነፍሰይ ምስቶም ኣብ ኣእዳዎም ዓመጻ ዘለዎም ሓጥኣንንህይወተይ ከኣ ምስቶም የማነይቲ ኢዶም መማለጃ ዝመልኤት ሰብ ደም ኣይትመንጥላ

Translation | Context
ኢሳይያስ 5:23 | 3 Helpful votes

መማለጃ ተቐቢሎም ንረሲእ ዜጽድቕዎንጻድቕ ድማ ጽድቁ ዜግድፍዎ ወይለኦም።

Translation | Context
ምሳሌ 21:14 | 3 Helpful votes

ብስዉር ዝአተወ ገጸ በረኸት ኵራ የህድእሕቡእ ውህበትውን ንብርቱዕ ቍጥዓ የዝሕሎ።

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 6:10 | 3 Helpful votes

እቲ ፍቕሪ ገንዘብሲ ሱር ኵሉ ኽፍኣት እዩ እሞ፡ ገሊኦም ንእኡ እናተመጣጠሩ ኻብ እምነት ዘምበሉ፡ ናብ ርእሶምውን ብዙሕ ስቓይ ኣምጽኡ

Translation | Context
ምሳሌ 10:2 | 3 Helpful votes

መዝገብ ረሲእነት ገለ እኳ ኣይጠቅምንጽድቂ ግና ካብ ሞት የናግፍ

Translation | Context
ዘዳግም 16:19 | 3 Helpful votes

ፍርዲ ኣይተቕንንገጽ ርኢኻ ኣይተዳሉመማለዲ ድማ ዓይኒ ጠቢባን የዕውርነገር ጻድቃን ከኣ የቕንን እዩ እሞ፡ መማለዲ ኣይትቀበል

Translation | Context
ማቴዎስ 28:12-15 | 2 Helpful votes

ንሳቶም ምስ ዓበይቲ ተኣኪቦም ተማኸሩ፡ ነቶም ዓቀይቲ ኸኣ ብዙሕ ወርቂ ሀብዎም እሞ፡ ብለይቲ ደቂስና ኸሎና፡ ደቀ መዛሙርቱ መጺኦም ሰሪቖምዎኢልኩም ንገሩ። እዚ ኣብቲ ሹም እንተ ተሰምዔንሕና ኸነረድኦ፡ ንኣኻትኩም ድማ ከም ዘይትጕህዩ ኽንገብረኩም ኢና፡ በልዎም። እቲ ወርቂ ተቐቢሎም፡ ከምታ ዝመሀርዎም ገበሩ። እዚ ዘረባ እዚ ኣብ ኣይሁድ ክሳዕ ሎሚ ይውረ አሎ።

Translation | Context
ምሳሌ 28:21 | 2 Helpful votes

ኣድልዎ ሰናይ ኣይኰነን፡ ሰብ ምእንቲ ቝራስ ኣንጌራ ይብድል

Translation | Context
ኢሳይያስ 1:23 | 2 Helpful votes

መሳፍንትኺ ሽፍታታትን ኣዕሩዂ ጐሓሉትን እዮም። ኲሎም ምቕባል ደርሆ ይፈትው፡ ደድሕሪ ኻሕሳ ይጐይዩንዘኽታም ፍትሒ ኣየውጽኡሉን፡ ነገር መበለት ከኣ ኣባታቶም ኣይበጽሕን እዩ።

Translation | Context
እዮብ 15:34 | 2 Helpful votes

እታ ማሕበር ረሲኣን መኻን እያ እሞ፡ ድንኳናት እቶም መማለጃ ዚቕበሉ ሓዊ ይበልዔን

Translation | Context
ያእቆብ 2:7 | 2 Helpful votes

ንሳቶምዶ ኣይኰኑንከ ነቲ እተጸዋዕኩምሉ ኽቡር ስም ዚጸርፉ ዘለዉ፧

Translation | Context