Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

11 bible verses about

baal


ኤርምያስ 7:9 | 6 Helpful votes

ኣየ፡ ንስኻትኩም ትሰርቁትቐትሉትዝምውብሓሶት ትምሕሉንበዓል ትዐጥኑንዘይትፈልጥዎም ካልኦት ኣማልኽቲውን ትስዕቡ

Translation | Context
ኤርምያስ 23:13 | 6 Helpful votes

ኣብ ነብያት ሰማርያ ድማ ዕሽነት ርኤኩ፡ ብስም በዓል ተነበዩንህዝበይ እስራኤል ኣስሐቱ

Translation | Context
ኤርምያስ 2:8 | 5 Helpful votes

ካህናትእግዚኣብሄር ኣበይ አሎ፧ ኣይበሉንሕጊ ዝሐዙ ድማ ኣይፈለጡንን፡ ጓሶት ጠለሙኒነብያት ብስም በዓል ተነበዩደድሕሪ እቶም ዘይጠቕሙ ኸኣ ሰዐቡ

Translation | Context
1ይ ሳሙኤል 7:4 | 5 Helpful votes

ደቂ እስራኤል ከኣ ንበዓሊምን ንኣስታሮትን ኣርሒቖም ንእግዚኣብሄር ጥራይ ኣምለኹ

Translation | Context
ሆሴዕ 2:16-17 | 4 Helpful votes

በታ መዓልቲ እቲኣ ኪኸውን እዩ፣ ይብል እግዚኣብሄርሰብኣየይ ኢልኪ ኽትጽውዕኒ ኢኺ፣ ድሕርዚ ኸኣ በዓለይ ኢልኪ ኣይክትጽውዕንን ኢኺ። ኣነ ድማ ስም በዓላት ካብ ኣፋ ኸውጽእ እየ፣ ድሕርዚ ኸኣ ስሞም ኣይኪዝክርን እዩ።

Translation | Context
2ይ ነገስት 21:3 | 3 Helpful votes

ንሱ ድማ ነቲ ኣቦኡ ህዝቅያስ ዘፍረሶ በረኸት መሊሱ ሰርሖንበዓል ከኣ መሰውኢታት ኣቘመ፡ ከምቲ ኣከአብ ንጉስ እስራኤል ዝገበሮ ድማ ኣስታርተ ገበረ፡ ንብዘለዉ ሰራዊት ሰማይ ከኣ ሰገደሎምን ኣገልገሎምን

Translation | Context
2ይ ነገስት 23:5 | 3 Helpful votes

ነቶም ነገስታት ይሁዳ ኣብ ከተማታት ይሁዳን ኣብ ዙርያ የሩሳሌምን ኣብ ዘሎ በረኽቲ ኺዐጥኑ ዘሕደርዎም ካህናት ጣኦታትን ነቶም ንበዓልን ንጸሓይን ንወርሕን ንኸዋኽብትን ንብዘለዉ ሰራዊት ሰማይን ዚዐጥኑ ዝነበሩን ድማ ሰዐሮም

Translation | Context
ዮሃንስ 15:5 | 3 Helpful votes

እቲ ጕንዲ ወይኒ ኣነ እየ፡ ጨናፍር ከኣ ንስኻትኩም ኢኹም፡ ብጀካይ ሓንቲ እኳ ኽትገብሩ ኣይትኽእሉን ኢኹም እሞ፡ እቲ ኣባይ ዚጸንዕ ኣነውን ኣብኡንሱ እዩ ብዙሕ ፍረ ዚፈሪ

Translation | Context
2ይ ነገስት 17:16 | 3 Helpful votes

ንዂሉ ትእዛዛት እግዚኣብሄር ኣምላኾም ሐዲጎም ከኣ ዝፈሰሰ ምስልታትክልተ ምራኹት ገበሩኣስታርተውን ገበሩ፡ ንዂሎም ሰራዊት ሰማይ ድማ ሰገዱሎምንበዓልውን ኣገልገልዎ

Translation | Context
መሳፍንቲ 2:10-23 | 2 Helpful votes

እቲ ወለዶ እቲ ዅሉ ድማ ናብ ኣቦታቶም ተኣከቡ ድሕሪኦም ከኣ ንእግዚኣብሄርን ነቲ ንሱ ንእስራኤል ዝበበሮ ግብሪ ዘይፈልጥ ካልእ ወለዶ ተንስኤደቂ እስራኤል ድማ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክፉእ ገበሩንበዓልውን ኣገልገሉ። ነቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጾም ኣምላኽ ኣቦታቶም ሐዲጎም፡ ካብ ኣማልኽቲ እቶም ኣብ ዙርያኦም ዝነበሩ ህዝብታት ደድሕሪ ኻልኦት ኣማልኽቲ ኸዱ፡ ንኣታቶምውን ሰገዱሎም እሞ ንእግዚኣብሄር ኣቘጥዕዎንእግዚኣብሄር ሐዲጎምስ ንበዓልን ንኣስታርቴታትን ኣገልገሉ፡ ሽዑ ዅራ እግዚኣብሄር ኣብ እስራኤል ነደደ፡ ኣብ ኢድ ዚማርኽዎም ማረኽቲ ድማ ኣሕሊፉ ሀቦም፡ ኣብ ኢድ እቶም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ጸላእቶም ሸጦም እሞ፡ ደጊም ኣብ ቅድሚ ጸላእቶም ኪቘሙ ኣይከኣሉን። ከምቲ እግዚኣብሄር እተዛረቦምን ከምቲ እግዚኣብሄር ዝመሐለሎምንናብ ኵሉ ዝኸድዎኢድ እግዚኣብሄር ንሕሰም ኣብኦም ነበረት እሞ፡ ብዙሕ ጸበቦም። ሽዑ እግዚኣብሄር ካብ ኢድ እቶም ማረኽቶም ዜድሕንዎም መሳፍንቲ ኣተንስኣሎም። ንሳቶም ግና ደድሕሪ ኻልኦት ኣማልኽቲ መንዘሩን ሰገዱሎምን እምበር፡ ነቶም መሳፍንቶምሲ ኣይሰምዕዎምን። ካብታ ኣቦታቶም ንትእዛዛት እግዚኣብሄር ብምእዛዝ ዝኸዱላ መገዲ ቐልጢፎም ኣግለሱ፡ ከማታቶምሲ ኣይገበሩን። ብዛዕባ እቶም ወቓዕቶምን ሳቐይቶምን ዘቘዘምዎምን እግዚኣብሄር ተጣዕሰ እሞ፡ እግዚኣብሄር መሳፍንቲ ምስ ኣተንስኣሎምብዅሉ ዘበን እቲ መስፍን፡ እግዚኣብሄር ምስቲ መስፍን ከይኑ ካብ ኢድ ጸላእቶም የድሕኖም ነበረ። እቲ መስፍን ምስ ሞተ ግና፡ ተመሊሶም ደድሕሪ ኻልኦት ኣማልኽቲ ብምሶዓቦምን ንኣታቶም ብምግልጋሎምን ብምስጋዶምን ካብ ኣቦታቶም ዝገደደ ተበላሸዉ። ካብ ግብሮምን ካብ ድርቅና መገዶምን ኣይተረፉንኵራ እግዚኣብሄር ከኣ ኣብ እስራኤል ነደደበለ ድማ፡ እዞም ህዝቢ እዚኦም እቲ ነቦታቶም ዝኣዘዝክዎም ኪዳነይ ስለ ዘፍረሱደሃየይ ከኣ ስለ ዘይሰምዑ፡ ኣነ ድማ ንእስራኤል፡ ከምቲ ኣቦታቶም ዝሐለውዎ፡ መገዲ እግዚኣብሄር ንምኻድ ዚሕልዉ እንተ ዀይኖም ወይ ዘይሕልዉ፡ ብኣታቶም ምእንቲ ኽፍትኖም፡ ካብቶም እያሱ ኺመውት ከሎ ዝሐደጎም ህዝብታት ደጊምሲ ሓደ እኳ ኣይክሰጕግን እየ። እምበኣርሲ እግዚኣብሄር ነዞም ህዝብታት እዚኦም ቀልጢፉ ኸይሰጐጎም ሐደጎም፡ ኣብ ኢድ እያሱ ኸኣ ኣሕሊፉ ኣይሀቦምን

Translation | Context
2ይ ነገስት 10:18-25 | 2 Helpful votes

የሁ ድማ ንብዘለዉ ህዝቢ ኣኪቡኣከኣብሲ ንበዓል ቅሩብ እዩ ዘገልግሎየሁ ግና ኣብዚሑ ኼገልግሎ እዩ። ሕጂ ኸኣንበዓል ብዙሕ ዝስውኦ አሎኒ እሞ፡ ንዂሎም ነብያት በዓልኲሎም ኣገልገልቱን ኲሎም ካህናቱን ጸውዑለይ፡ ሓደ ሰብ እኳ ኣይጒደልዝጐደለ ዘበለ ብህይወት ኣይነብርን እዩ፡ በሎም። የሁ ግና ነቶም ኣገልገልቲ በዓል ምእንቲ ኼጽንቶም ኢሉ እዚ ብተንኰል ገበሮየሁ ኸኣ፡ ንበዓል ዓብዪ በዓል ቀድሱበለንሳቶም ድማ ኣወጁየሁ ድማ ናብ ብዘሎ እስራኤል ለአኸኣገልገልቲ በዓል ከኣ ኲሎም መጹከይመጸ ዝተረፈ ሰብ የልቦን። ናብ ቤት በኦኣል ድማ ኣተዉቤት በኦኣል ከኣ ኣፍ ንኣፍ መልኤት። ነቲ ሓላዉ ክዳውንቲ ድማ፡ ንዂሎም ኣገልገልቲ በዓል ክዳውንቲ ኣምጽኣሎምበሎ። ንሱ ኸኣ ክዳውንቲ ኣምጸአሎምሽዑ የሁ ምስ ዮናዳብ ወዲ ሬካብ ናብ ቤት በዓል አተወ እሞ ነቶም ኣገልገልቲ በዓል ብጀካ እቶም ኣገልገልቲ በዓል ጥራይሲ፡ ካብቶም ኣገልገልቲ እግዚኣብሄር ምሳኻትኩም ከይህሉ ኣስተብሂልኩም ርአዩበሎምመስዋእቲ ሕሩድን ዚሐርር መስዋእትን ኪስውኡ ኸኣ ኣተዉየሁ ግና ሰማንያ ሰብ ብወጻኢ ኣቐመጡካብዞም ኣነ ኣብ ኢድኩም ኣሕሊፈ ሂበኩም ዘሎኹ ሰባት ሓደ ሰብ እንተ ኣምለጠ፡ ኣብ ክንዲ እታ ነፍሲ እቲአ ነፍሱ ኽትሐልፍ እያ፡ በለኰነ ድማ፡ ነቲ ዚሐርር መስዋእቲ ሰዊኡ ምስ ፈጸመ፡ የሁ ነቶም ዘብዔኛታትን ሓላቑንእተዉቅተልዎምሓደ ሰብ እኳ ኣይውጻእበሎምብስሕለት ሴፍ ከኣ ቀተልዎም፡ እቶም ዘብዔኛታትን ሓላቑን ድማ ደርብዮምዎም ናብ ከተማ ቤት በዓል ከዱ

Translation | Context