1. ኣትን ኣብ ከረን ሰማርያ እትነብራ ኣሓ ባሳንንድኻታት እትጠቕዓ ንመስኪን ከኣ እተጨንቓንጐይተትክንኣምጽኡንስተእትብላ፣ እዚ ቓል እዚ ስምዓ

2. እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብቕድስናኡ መሐለ፡ እንሆ፡ እተን ንስኻትክን ብዓንቃሪቦ፡ እቶም ካባኽን ዝተረፉ ድማ ብመቝለብ ዓሳ እትስሐባለን መዓልትታት ኪመጻኽን እየን።

3. ንስካትክን ነፍሲ ወከፍክን በቲ ፍሩስትኽ ኢልክን ኣብ ቀቅድሜኽን ክትወጻ፣ ናብ ሃርሞን ከኣ ክትድርበያ ኢኽን፣ ይብል እግዚኣብሄር

4. ናብ ቤት-ኤል ንዑ እሞ ኣብሱ፣ ናብ ጊልጋልውን ኣበሳ ኣብዝሑንግሆ መስዋእትኹም፣ ኣብ ሰሳልስቲ ኸኣ ዕሽርኩም ኣቕርቡ

5. ኣቱም ደቂ እስራኤል፣ ከምዚ ኽትገብሩ ፈቲኹም ኢኹም እሞ፣ መስዋእቲ ምስጋና ኻብ ዝበዅዔ ኣቕርቡ፣ ናብ ፍቓድ ህያብ ከኣ ኣውጁ ኣውርዩውንይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ

6. ኣነ ድማ ኣብ ኵለን ከተማታትኩም ጽሩይ ስኒ ሀብኩኹም፣ ኣብ ኵለን ስፍራታትኩም ከኣ እንጌራ ኣስኣንኩኹም፣ ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምንይብል እግዚኣብሄር

7. ኣነውን ንዓጺድ ገና ሰለስተ ወርሒ ተሪፍዋ ኸሎ፣ ዝናም ከላእኩኹም። ኣብታ ሓንቲ ኸተማ ኣዝነምኩ፣ ኣብታ ሓንቲ ኸተማ ግና ኣየዝነምኩን። ኣብታ ሓንቲ ኽፍሊ ዘነመ፣ እታ ዘይዘነማ ኽፍሊ ሀጐጐት

8. ክልተሰለስተ ኸተማ ድማ ማይ ኪሰትያ ናብ ሓንቲ ኸተማ ኸዳ እሞ ኣይረወያን። ንስካትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምንይብል እግዚኣብሄር

9. ብሃጕን ብዋግን ወቓዕኩኹም፣ ነቲ ብዙሕ ኣታኽልትኹምን ኣታኽልቲ ወይንኹምን በለሳውትኹምን ኣዋልዕኩምን ኣንበጣ በልዖ። ንስካትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምንይብል እግዚኣብሄር

10. ኣነ፣ ከምቲ ኣብ ግብጺ ዝዀነ፣ ፌራ ሰደድኩልኩምነጕባዝኩም ብሰይፊ ቐተልክዎምነፍራስኩም ማረኽክዎም፣ ነቲ ናይ ሰፈርኩም ብድብድ ናይ ኣፍንጫኹም ኣደየብክዎ፣ ንስካትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምንይብል እግዚኣብሄር

11. ከምቲ እግዚኣብሄር ንሶዶምን ጎሞራን ዝገልበጠንገልበጥኩኹም፣ ንስካትኩም ከኣ ካብ ሓዊ ኸም እተመንጠለ እያድ ኰንኩም። ግናኸ ንስካትኩምሲ ናባይ ኣይተመለስኩምንይብል እግዚኣብሄር።

12. ስለዚ ኣታ እስራኤል፡ ከምዚ ኽገብረካ እየ። እዚ ኽገብረካ እየ እሞ፡ ኣታ እስራኤልንኣምላኽካ ኽትቃባበሎ ተዳሎ

13. እንሆ፡ እቲ ኣኽራን ዚሰርሕንፋስ ከኣ ዚፈጥርንሰብ ድማ ሓሳቡ እንታይ ከም ዝዀነ ዚገልጸሉ፡ እቲ ንወጋሕታ ጸልማት ዚገብር፡ ኣብቲ ልዕል ዝበለ ቦታታት ምድሪውን ረግጽስሙ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰራዊት እዩ።