የሱስና ነጊሱ

Posted on 2012-03-22 · 1004 · 0 · 0

33 resources uploaded

እቲ ንወሰናት ምድሪ ዝፈጠረ
ሞትን ሲኦልን ዚሰአረ
የሱስና እዩ ካብ ኩሉ ዝከበረ

ኣምላኽና እንታይ ይሰኣኖ
ክገብር እዩ ኪኖ
እቲ ዚሓሰብናዮ፡ ንልምኖ
ንሕና ጥራይ ንእመኖ

የሱስና ነጊሱ
ግርማን ክብርን ለቢሱ
አቱም ህዝቡ ተሓጎሱ

0 comments
Other Poem