እንጌራ ህይወት-1 (2000)

Posted on 2013-07-26 · 2321 · 23 · 2 · 6

33 resources uploaded

ትሕዝቶ
1. ቃል እግዚኣብሄርን ኣድላይነቱን
2. ስነ-ጽሑፍ - ዝተረስዐ ኣገልግሎት
3. ዝሓጉስ ፍርሃት
4. ሓጢኣት - ምቁር መርዚ
5. ብሓቂዶ ክንጭነቕ የድልየና እዩ?

6 comments

ጐይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም። እዛ መጽሔት ካብ http://www.mekanehiwet.org/magazines.php ኢና ረኺብናያ። ኤርምያስ ሓውና ስለቲ ዘለካ ጸዓት ጐይታ ኣዕዚዙ ይባርኽካ። ሃኒባልን Kidution Johannsን ጐይታ ይባርኽኩም። ኣዚና ኢና ነፍቕረኩም። ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።

ኣምላኽ ይባርኽካ ኪዱሽን ምስ ጐይቶኦም ተራኸብ ከምቲ ዝሓሰብካዮ ግበር። We want to see all of them. ተባረኽ!

ዘግርም ንገር በቲ ሃደ ወገኑ ድማ ኣዝዩ ዘሕጉስ ዳርጋ 11 ጽሑፋት እንጌራ ህይውት ወዳአይን ኣሎኽ ብ ወገንይ ምስ ጎይቶኦምን ሙዚት ክርክቦም እሞ ከምይ ከም ንገብር ክንማኽር ኢና እቲ ዘገርመኒ ዲማ ቁ1 የብለይን ሂጂ ክእቱ እተን ጽሁፋት እለ እየ ሓሲብ ግ ትኣምር ኮኑኒ። ኤርምያስ ሓወይ ኣጆኻ ተስፋኻ ጨብጦ ሃኒባል ሓወይ ዲማ ጎይታ መመሊሱ ብዚ ኣብዚ ስሙናት ባኣኻ ጌሩ ጎይታ ዚዛርቦ ዘሎ ተትንኪፍ ኣልኹ ክርኸበካ አየ ተባረኹ

ጎይቶኦም ሙዚት ብሓቂ ብሓቂ ኣምላኽ ይባርኽኩም!!!

ጎይቶኦም ሙዚት ብሓቂ ብሓቂ ኣምላኽ ይባርኽኩም!!!

ጐይታ ይባርኽኩም! I hope we will see more volumes.
Other Magazine