መን ይምርሓና?

Posted on 2013-01-09 · 1365 · 1 · 0

2 resources uploaded

ኣብ ዝኾነ ቦታ ግዜን ብዘይ መራሒ ዝግበር ነገር ፍረ የብሉን። ስለዚ ናይ ሓደ ነገር ምጽባቅን ምሕማቅን ናይቲ መራሒ ግደን እጃምን ከም ዘሎዎ ንረዳእ እሞ መን እዩ ዝመርሓና ዘሎ? ሎሞ እሞ ሓንቲ ሕቶ ክገድፈልኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ፡ ካብ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ንማሃሮ ደቂ እስራኤል ብእግዚኣብሔር ምምራሕ ገዲፎም ንጉስ ኣንግሰልና ክብልዎ ከሎዉ ኢና ንሪኢ። አነን ንስኩምንከ መን እዩ ክመርሓና ንደልይ ዘሎና? መንፍስ ቅዱስ እንተመራሓና እዩ ዘዋጻኣና እሞ ሃየ ድአ መዓልታዊ ናይ መንፈስ ቅዱስ ምርሒት ንሕተት፡ ጐይታ ይባርኩም፡፡

0 comments
Other Article